▶
ዝጠፍአ ኣባል ስድራ ብኢንተርኔት ንምእላሽ ዝሕግዙ ምኽርታት ቀይሕ መስቀል
እዚ ብቀይሕ መስቀል ሆላንድ ዝተሰርሐ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ኣኒሜሽን: ሰባት ዝጠፍኡ ስድራኦም ብኢንተርኔት ክእልሹ ንምሕጋዝ ዝዓለመ እዩ። ድሕንነትኩምን ድሕንነት ስድራኹምን ብዝሓለወ መልክዑ ብኸመይ ብኢንተርነት ክትእልሹ ከምእትኽእሉ ጭቡጥ ምኽርታት ይህብ። እዚ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ብቋንቋታት ዓረብ፣ ዳሪ፣ እንግሊዝ፣ ፈረንሳ፣ ፓሽቶ፣ ሶማሊን ትግርኛን ቀሪቡ ኣሎ።
Tigrinya version
